ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ንሓደ ሚሊየን ዶላር በጀት ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ጀሚሩ። እቲ ሓገዝ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ቴሪስ ጃንኮብሶን ኣብ ዓፋር ከተማ ሰመራ ቀዳማይ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ሓዊሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራትን ተሳቲፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ንክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምኽኒያት ፀፅታ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ፥ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብምርካብ እቲ ደገፍ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ሰጒጓ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ መስኮ ለቒቖም ንክወፅኡ ኣዚዛ። እቶም ዲፕሎማታት ኢስቶኒያ፣ላቲቪያን ሊውትኒያን ገፅታ መስኮ ንምብልሻው ተንቀሳቒሶም ኢዮም ብዝበል ኢዩ እቲ ስጉምቲ ተወሲዱ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት…
ቢዝነስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዘምፀአ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ናብ ወፃኢ ካብ ዝለኣኾም ፍርያታት ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ምምፅኡ ገሊፁ። ካብ ወርሒ ሓምለ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘምፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ተሊሙ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እስራኤል ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያን ዘፋልጥ ዓውደ ምርኢት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ጉባኤን ዓውደ ምርኢት ቱሪዝምን ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያን ዘፋልጥ ዓውደ ምርኢት ቀሪቡ። ኣብ እስራኤል በቢዓመቱ ዝካየድ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ቱሪዝም፥ ኣብዚ ዓመት “ዓለም ለኸ ዕዳጋ ቱሪዝም ሜዲትራኒያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ- ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ብዋና ኣዛዚ ወፍሪን ስልጠናን ምክልኻል ሃይሊ ታንዛኒያ ሜጀር ጀኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ ጦር መሳርሒታት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኑኑ ቁምባ ብዝተኻየደ ዝተዋደደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ 606 ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታት ን 1 ሺሕን 56 ጠያይቲን ተታሒዞም። እቶም ጦር መሳርሒታት ካብ ሕበርተሰብ ዝተዘረፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ንኢትዮጵያን ዝመስል ኣወዳድባን ስያመን ከምዘዳለወ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ንኢትዮጵያን ዝመስል ኣወዳድባን ስያመን ኣዳሊዩ ብማእኸላይ ብርኪ ንዝተመደቡ ኣመራርሓታት ስልጠና እናሃበ ምዃኑ ገሊፁ። ኣብ ዋና ክፍሊ ፖሊስ ፌዴራል ንኸገልግሉ ዝተመደቡ ማእኸለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ዝተመደቡሉ ዓውዲ ብተኣማንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ተገሊፁ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን “ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ምክልኻል ግዕዝይና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ኣብ…