ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፊስካል ርክብ በይነ መንግስታት ኣብ ዝመርሐሉ ስርዓት ኣሰራርሓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፊስካል ርክብ በይነ መንግስታት ኣብ ዝመርሐሉ ስርዓት ኣሰራርሓን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣመልኪቱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ክፈሊ እቶት መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ከምኡ እውን መንግስቲ ፌዴራል ንኽልላት…