ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጂቡቲው ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሐ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምግባሮም ይዝከርል። ኣብ እዋን ዑደቶም ድማ ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ…
ስፓርት መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት በሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት… Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት ባሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኢትዮጵያ ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር ሓደ ወርሒ ዝሓለፎ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ትሕብብር ልምዓት ጀርመን(ጂ.አይ. ዜድ) ብምትሕብባር ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ተምሃሮ ካብ ተካላት ተምህርቲ እንተይወፅኡ ንስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ። ሚኒስተር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ፥ ምስ ዳይሬክተር ፈነድ ልምዓት ግብርና ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስያመ ብሄረሰቡ “ቤኒሻንጉል” ንኽኸውን ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ቅድሚ ሕዚ በርታ ተባሂሉ እናተፀወዐ ዝነበረ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ “ቤኒሻንጉል” ተባሂሉ ንኽስየም ዝቐረበሉ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ እዋንን ካልኦት ዛዕባታት ብዝምልከት ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ዘተ የካይድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እታ ሃገር፥ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢያ ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ ዘላ፡፡ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ሚዛናዊነት ይጎድሎም ኢዩ – ቻይና Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ዘዘለዎም ሚዛናዊነት ዝጎደሎ ኣረኣእያ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ገሊፃ። ቤጂንግ ምዕራባውያን ኣብ ኢራቅ፣ ኣፍጋኒስታንን ሶሪያን ኣብ ዝነበረ ኲናትን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ። እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን ብሓባር ዘዳለውዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል…