ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ሓቲቶም።
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ኣምባሳደር ፍጹም ኣረጋን ኣብ መላእ…