Fana: At a Speed of Life!

ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ፅዕንቶ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ፕሪቶሪያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ፅዕንቶ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ፕሪቶሪያ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ተረኺቦም ተቓውሞኦም እናስምዑ እንትኾኑ፥ ነቲ ኤምባሲ እውን…

ልዕሊ ቤላቤሎ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን መዕረፊ ዓይኒ ኢንቨስትመንታት ኢያ –  ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ቤላቤሎ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን መዕረፊ ዓይኒ ኢንቨስትመንታት ከምዝኾነት ሚኒስትር መዓድን  ኢንጅነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ምስ ኩባኒያታት መዓድን ኣውስትራሊያ፣ ስዊድን፣ ካናዳ፣ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ጣሊያንን ሰፋሕቲን ሃነፅቲን ልዝባት…

ዝኾነ ይኹን ዓይነት ወታደር ህወሓት ኣዲስ ኣበባ  ኣይኣተወን ክብላ ፕሮፌሰር አን ፊትዝ ጀራልድ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ጉዳያት ዓለም ለኸ ባልሲሊን ክፍሊ ትምህርቲ  ፖለቲካል ሳይንስ  ዩኒቨርሲቲ ላውሪየርን አን ፊትዝ ጀራልድ፥ ዝኾነ ይኹን ወታደር ህወሓት ኣዲስ ኣበባ ክኣትው ከምዘይረኣያ ገሊፀን፡፡ “ጉጅለ ህወሓት ኣዲስ ኣበባ እትዩ“ ዝብል ግጉን…

ኣብ ክልል ኣምሓራን ወፃኢ ሃገርን ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራን ወፃኢ ሃገርን ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል 29 ሰንጋታት ሓዊሱ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝተሰለፈ ሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓዘገዝ ዘረከቡ ሚነስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ…

ሃገር ኣብ እትደልዮ ዓውዲ ኩሉ ኣብ ግምባር ምስላፍ የድሊ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላማን ፀጥታኣን ዝተሓለወን ዝማዕበለትን ሃገር ንምቕፃል ሃገር ኣብ እትደልዮ ዓውዲ ኩሉ ኣብ ቅድሚት ምስላፍ ከምዘድሊ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ብመፅናዕታዊ መፅሓፍ ቅዱስ ኢትዮጵያ “ብዛዕባ ሰላም፣ ዕቤትን…

ፀላኢ ሒዙዎም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ልዑል ዕንወት ኣብፂሑ ኢዩ – ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላኢ ሒዙዎም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ልዑል ዕንወት ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ልዕሊ ስነ-ኣእምሮ ማሕበረሰብ ፅንቶ ንምሕዳር ኮነ…

ኤኮን ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ- ኣሜሪካዊው ድምፃዊ ኤኮን ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሩ። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ፅንቶ ፈጠርቲ ኣርቲስታትን ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያታት ናብቲ ምንቅስቐስ እናተፀምበሩ ይርከቡ፡፡ ምስ እዚ ተተሓሒዡ ህቡብ ድምፃዊ ኢኮን…

ከምቲልሙድ ኣዲስኣበባ ሰላም እያ ክብል ላውረንስ ፍሪማን ተዛሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትካላት ምዕራባውያንን ኣሜሪካን ካብ ዘውፅእዎ መግለፂ ብተፃራሪ ከምቲ ልሙድ ኣዲስኣበባ ሰላም እያ፤ እኳ ድኣስ መገዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብ ኣሜሪካ ብዝመፁ ኣውሮፕላናት ተመሊኡ እዩ” ክብል ተንታኒ ፖለቲካ ኣፍሪካ ላውረንስ ፍሪማን…

ብምኽንያት ኲናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ የትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ ሓይሊ ጥፍኣት ህወሓት ብዝፈጸሞ ወራር  ካብ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ቅድሚ ወርሒ ብዝነበረ መረዳእታ ክሳብ 12 ክፍሊ ዘምህሩ ልዕሊ 1 ሺሕን 600…

ብህወሓት ዘንፀላለወ ስግኣትን ሓደጋን ንምምካት ድሉዋት ኢና – ነበር ኣባላት ሰራዊት ወምበራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓትን መተሓብርቱን ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለወ ስግኣትን ሓደጋን ንምምካት ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበር ኣባላት ሰራዊት ወረዳ ወምበራ ገሊፆም። ብኣሰናዳእነት ነበር ኣባላት ሰራዊት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን…