Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንሰን መዳርግቲ ኣካላትን ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና  ኢንጂነር ታከለ ኡማ ን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴን ኣብ ክሊ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንሰን መዳርግቲ ኣካላትን ዘተ ኣሳሊጦም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥…

ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ብግዚያውነት ዘደናጎዮ ንኢትዮጵያ ዝወሃብ ሓገዝ ልምዓት ብዝምልከት ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ብግዚያውነት ዘደናጎዮ ንኢትዮጵያ ዝወሃብ ሓገዝ ልምዓት ብዝምልከት ኣብ ቃሊ ወርሒ ንምዝታይ ምእንፋቱ ተወካሊ ሰብኣዊ መሰል እቲ ሕብረት ኢሞን ግሊሞር ተዛሪቦም። ኢሞን ግሊሞር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት…

ኤጀንሲ ልምዓት ፋይናንስ ኢትዮጵያ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ፋይናንስ ኢትዮጵያ ስርሑ ብዕሊ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ዓውዲ ፋይናንስ ኣብ ኢትዮጵያ ተበፃሒ፣ ኣካታቲን ዘላቒን ዝኾኑ ዕዳጋታት ፋይናንስ ክብ ንምባል ከምኡወነ መዕባለ ኢኮኖሚ ንምምፃእ ከምዝሰርሕ…

ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ትካላት ፀፅታ ዝተገበረ ሪፎርም ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ትካላት ፀፅታ ዝተገበረ ሪፎርም ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፀአ ሓላፊ ዋና መምርሒ ሕብረት ስልጠና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀነራል ይመር መኮንን ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ይመር መኮንን ነዚ ዝበሉ፥ “ለውጢ ኣካላት ፀፅታን…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ካምቤላ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ካምቤላ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ዝተሳተፉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፥ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ዘተኣኻኸቦ መፃሕፍቲ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ዘተኣኻኸቦ 2 ሺሕን 400 መፃሕፍቲ ኣረኪቡ። “ሚሊየን መፃሕፍቲ ንትውልዲ ሚሌኒየም” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ገብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ይዝከር።…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ። ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋረሕ ሚኒስቴር እቶትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣዳሚፁ።…

ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊተን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ-ኢንጅነር የማነ

ኣዲስ ኣበባ፣11 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣተዉ ኣባል ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ነበር ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን…

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ምስ ዝተመረፁ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ሃሰን ምስ ዝተመረፁ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዛዕባታትን ኣድሂቦም ምምይያጦም ተገሊፁ፡፡ ተመራፂ…