ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓንቲ ኣደ መንበሪ ገዝአን ሸይጠን ንሰራዊት ምክልኻል 2 ሚሊየን ብር ለጊሰን Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ቦጋለች ከበደ ዝተብሃላ ኣደ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሉኣላውነት ሃገር ንምኽባር ናብ ግምባር ዘሚቶም ሱቕ ኢለ ክርኢ የብለይን ብምባል መንበሪ ገዝአን ብምሻጥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 2 ሚሊየን ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ገይረን። ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰራዊት ምክልኻል ኣብ ግምባር ምምራሕ ምጅማሮም ስዒቡ ናብ ሰራዊት ንምፅምባር ዝምዝገቡ ዜጋታት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪት እቲ ዞባ ወይዘሮ ሚስኪ መሓመድ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ህዝቢ ንዓወት ኣለዓዒሉ ኢዩ – ኣመራርሓታት ክልል ዓፋር Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ህዝቢ ንዓወት ከምዘለዓዓሎ ኣመራርሓታት ክልል ዓፋር ገሊፆም። ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣይተ ኣሕመድ ኑርሳሊ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ዳባትን ደባርቕን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። መካየዲ ስራሕ ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክትጭልጋን ከባቢኣን ኣይተ ዮሴፍ ጌታሁን ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓገዝ ግብረ ራዕዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን 4 ትእዛዛት ኣውፂኡ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ትማሊ ምሸት ኣርባዕተ ትእዛዛት ኣውፂኡ። እቲ እዚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ንኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝምልከቱ እዋናዊ ኩነታት ገምጊሙ። ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብመንፅር ዝተትሓዘሉ ዕላማ እንትረአ፥ ኣፈፃፅምኡ ብፅቡቕ ኩነታት እናተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ንሰራዊት ምክልኻል ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ነቲ ኮሚሽን ብምውካል ሓገዝ ዝገበራ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ለሊሴ ነሜ፥ እቲ ሓገዝ ካብ ሰራሕተኛታት ዝተኣኻኸበ ከምዝኾነን ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናዕቢ ክፍጠር ኢዩ ዝብል ዝናፈስ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ – ዶ/ር ጌዲዮን Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሓደሰ ኤምባሲታትን ትካላት ሚዲያን ፍርሒ ራዕዲ ንምፍጣር ይፈትኑ እምበር ህይወት ብዝተለመደ መልክዑ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ምስ ፍራንስ 24 ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተጠርጠርቲ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተጠርጠርቲ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ። እቲ ቦርድ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማታት ቂርቆስን ልደታን ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል እንታይ ከምዝመስል ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካን እንግሊዝን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘካይዱዎ ኢድ ኣእታውነትን ዘጋውሑዎ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካን እንግሊዝን ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ዝበፅሉ እዋን ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፊት ንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፊት ንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ተኻይዱ። ተዓደምቲ እቲ ሰልፊ ኣብ ፊትንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ተረኺቦም ተቓውሞኦም ኣስሚዖም። ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ…