Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብድርቂ ንዝተጎድኡ መጣየሺ ዝውዕል 1 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብድርቂ ንዝተጎድኡ መጣየሺ ዝውዕል 1 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዩ። ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ሰብኣወ ጉዳያት እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ክዝሓበሮ፥ ካብ ለገስቲ ኣካላት ዝተኣከበ እቲ ገንዘብ…

ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ከተማ ዛፖሮዢ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋራት ኲናት ምዕናዋ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ምዕራባውያን ናብ ዩክሬን ዝተልኣኹ መኽዘን ኣፅዋራት ኲናት ምዕናዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።። እቲ ኣፅዋር ካብ ኣሜሪካን ምዕራባውያን ሃገራት ናብ ኪየቭ ዝተልኣከ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ትማሊ ምሸት ብሚሳኤል ተወቒዑ…

ኣብ ጎንደር ትማሊ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ብዝዛመድ ምስ ነበርቲ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጎንደር ትማሊ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ብዝዛመድ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ናይ ምውዓልን ተሓታትነት ናይ ምርግጋፅን ስራሕ ከምዝተጀመረ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸው ጀንበር ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሐዳርን ካልኦት ኣመራርሓ…

ብኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተንዳሆ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተንዳሆ ዑደት ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ሰነ 2007 ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ 60 ሺህ ሄክታር መሬት ናይ ምልማዕ ዓቕሚ ዘለዎን እቲ ግድብ 1 ነጥቢ…

መርሃ ግብሪ ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ኢትዮጵያ ብብዙሕ መልክዑ ንዓለም ነፋልጠሉ መድረኽ ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ኢትዮጵያ ዘለዉዋ ሃይማኖታዊ፣ ታሪኻዊን ማሕበራዊን ሃፍቲታ ብዝግባእ ንዓለም ተፋልጠሉ መድረኽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዲኤታ እዚ ዝበላ፥…

ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ እቲ ፀብፃብ ኣቕሪበንኡ። ናህሪ ናብራ ንምምሕያሽ መሰረታዊ ሸቐጣት ብበዝሒ ናይ…

ብልፅግና ፓርቲ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብዝምልከት ተወሰኽቲ ሰነዳትን ሓበሬታታትን ንከቕርብ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብዝምልከት ተወሰኽቲ ሰነዳትን ሓበሬታታትን ንከቕርብ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ። እቲ ፓርቲ ብመሰረት ቦርድ ምርጫ ብዝርዝር ዘቐመጦም ጉዳያት ቅድሚ 25 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ንከቕርብ ተሓቲቱ። ቃለ ጉባኤ ብዝምልከት፣…

ኢትዮጵያ ስመምዕነት መጣየሺ ኤጀንሲ ኣፋውስ ኣፍሪካ ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስመምዕነት መጣየሺ ኤጀንሲ ኣፋውስ ኣፍሪካ ፈሪማ። እቲ ስምምዕነት ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ተረኺበን ፈሪመን። ዶክተር ሊያ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም፥ ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ኤጀንሲ ምዃና ልዑል…

ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ። “ኣሻም” ዝተብሃሊ ኣገልግሎት  ዓማዊል ኣገልግሎት ኢትዮ ቴሌኮም እንትረኽቡ ብዝእከበሎም ነጥቢ መሊሱ ዝኸፍል ኣገልግሎይጨት እንትኸውነ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ ሎሚ…

ኣብ ዘላቒ ሰላምን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ ዝድሀበ መድረኽዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዘተኮረ መድረክ ምኽክር የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰላም እቲ ዞባ ካብ ምሕላው ኣንፃር ብምንታይ መልክዑ ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዎት ኣማኸርቲ እቲ ተጠባባቒ ሓይሊ እናተዛተዩ…