Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዲስ ኣበባን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዲስ ኣበባን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ሰዓት ትሽዓተ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝተገበረ ፀወታ፥ ክልቲአን ጋንታታ ብዘይ ዝኾነ ሽቶ…

ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ዋሸንግተን ኣናቶሊ ኣንቶኖቭ፥ “ቅድም ክብል ኣሜሪካ ብዙሓት ኣፅዋራት ንዩክሬን እንትትለእኽ እዚ ተግባር ግቡእ ከምዘይኮነን ተቐባልነት ከምዘዘይብሉን…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 74 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 74 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብዚ ሕዚ እዋን መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዚን እናተራገፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ካብ ፀገሞም ንክወፅኡ ዘኽእል ስራሕ ብትኹረት ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ካብ ፀገሞም ንክወፅኡ ዘኽእል ስራሕ ብትኹረት ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን  ገሊፁ። ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን  ነቲ ዕላማ ዝውዕል 6 ሚሊየንን 395 ሺሕን…

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት ኣሜሪካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት ኣሜሪካ ተዛቲዩ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ፣ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካን ካልኦት ላዕለዎት…

ዕለተ ዓርቢ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ-ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕለተ ዓርቢ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየር ኮሚቴ ምትሕብባር “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ” ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ናብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዞባ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ቅልጡፍ ሓገዝ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝኣክል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝፀንሐ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ማሕበረሰብ ዋግ ህምራ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ቅልጡፍ ሓገዝ ከምዘድሊ ተሓቢሩ። ዓለም ለኸ ረዳእቲ ትካላት እውን ብዝተደለየ መልክዑ ሓገዝ…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒሰስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እቲ ዝተኣከበ ኣታዊ 145 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ካብ ታክሲ ውሽጢ ሃገር እንትኸውን፥ ዝተረፈ ድማ ካብ ቀረፅን…

ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ፕሮጀከት መጀመሪ ምዕራፍ ዝተፈላለዩ እታዎታት ሕከመና ከመዝተማልእሉ እወን ተሓቢሩ። ንኣብነት ኣብ ኣፍሪካ ብሕታዊ ልቢ…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም። ጉተሬዝ ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን…