Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም። ተወካሊ መንግስቲ ቱርኪን ትካል ኮንሰልቲንግ መልቲን  ፕሮፌሰር ዚያ ብሩሃቲንን ሲይፍቲን ቦጋዚልን ሎሚ ምሸት ኢዮም ጅግጅጋ ኣቲዮም።…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…

ኢሰመኮ መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ። ኣብ ኣፍሪካ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ትካል እንትኸውን ኢሰመኮ ንህፃናት ዝገብሮ ሓለዋን ዝህቦ ከለላ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ሰብኣዊ መሰልን…

ክፍለ ከተማ ኣዲስ 127 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፀገሙ ወገናት ኣተሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ኣዲስ 127 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፀገሙ ወገናት ኣተሓላሊፉ። እቶም ወገናት ነብዙሕ ዓማውቲ ብስእነት መንበሪ እንትሰቐዩ ዝነበሩን ናይ ድኻ ድኻ ተባሂሎም ነዝተፈለዩ ነበርቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ዲያስፖራ ልዕሊ 1 ነጥቢ 37 ቢሊየን በር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ዲያስፖራ ልዕሊ 1 ነጥቢ 37 ቢሊየን ብር ደገፍ ብገንዘብን ዓይነትን ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ተሳትፎን ልምዓትን ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ብዝተተሓሓዘ ዝተፈፀሙ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራት ብምግምጋም…

ሓዱሽ ምሳኤል ሩሲያ ፀላእትና ደጋጊሞም ክሓስቡ ዝገብር ኢዩ-ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሩሲያ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ዝፈተነቶ ሓዱሽ ምሳኤል ፀላእትና ደጋጊሞም ክሓስቡ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳነት እታ ሃገር ቪላድሚር ፑቲን ተዛሪቦም። ሩሲያ ሳርማት ዝተብሃለ ኣህጉር ናይ ምቁራፅ ዓቕሚ ዘለዎ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ምግባራ ኤጀንሲ…

እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ይካየድ ኣብ ለዞ መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ዝተረኸባ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፥ እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ ክብላ ተዛሪበን። ምምሕዳር እታ ከተማ ሎሚ መዕልቲ ኣብ ዝገበሮ ምምቓል…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን። እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ ሸሞንተ ንዝነብሩ ኣስታት 300 ዝኾኑ ወገናት ኢየን ደገፍ ገይረን።…

በዓል ትንሳኤ ብዘይ ምንም ስግኣት ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴራል  ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ብዘይ ምንም ስግኣት ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴራል  ገሊፁ። ሕብረተሰብ በቢከባቢኡ ንሰላም ዐንቅፋት ዝኾኑ ዘጠራጥሩ ነገራት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 194 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ልዕሊ 194 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ብብርኪ ከተማ፣ ክፍለ ከተማን ወረዳን ከመዝካየድ ተገሊፁ። “ሓድነትና፣ ዘለና መክፋልና ኢትዮጵያዊ…