ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ተዛቲዩ Desta Apr 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሓባር መስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛቲዩ። እቲ ኮሚሽን ዘላቒ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ መስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምዝታይ ምጅማሩ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቀቕቲ ሕጊታት “ኤች ኣር 6600” ን “ኤስ 3199” ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ግዝኣት ኒው ጀርሲ ተኻይዱ Desta Apr 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት “ኤች ኣር 6600” ን “ኤስ 3199” ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ግዝኣት ኒው ጀርሲ ተኻይዱ። እቲ ሰልፊ ትማሊ ዝተኻየደ እነትኸውን፥ ፊት ንፊት ቢሮ ኣርቃቒ ሕጊ ሴናተር ሮበርት ሜኔንዴዝ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። “እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ካብ ዝበፅሖም 42 ሆስፒታላት እቶም 36 ናብ ስራሕ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ Desta Apr 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ካብ ዝበፅሖም 42 ሆስፒታላት እቶም 36 ናብ ስራሕ ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ኣየለ ተሾመ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዝተገበረ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ መሰረት ኣብ ከልል ኣምሓራ 40…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ኣማራፂ ብምስኣኑን ኩሉ ምንቅስቓሱ ኣብ ዓይኒ ካድረ ስለዝኾነን ኢዩ እንበር ብዘለዎ ኩነታት ኣማሪሩ ኢዩ- ዶክተር ኣረጋዊ Desta Apr 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ጎረቤት ክልል ብምኻድ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዱ ዝሃበ ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ዝሰርሕ ዝነበረ በዓል ሞያ ሕክምና ዶክተር ኣረጋዊ ሓጎስ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ምሕደረን ማሕበራዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ ምስ ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኲዌትን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ተዛቲዮም Desta Apr 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲዬት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሓሰን ታጁ ምስ ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኲዌትን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ሱለይማን ዓሊ ሰዒድ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዊን ዛቀዕባ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ Desta Apr 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናይ ምፅራይ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ ምፅራይ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ሸኔ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 29 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 29 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 307 ደቂ ኣንስትዮ፣ 11 ህፃናትን 711 ደቂ ተባዕትዮን ኢዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በዓል ተተሓሒዙ ገበናት ከይፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ፖሊሰስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ በዓል ትንሳኤ ተተሓሒዙ ኣብ በዕዳጋን ካልኦት ከባቢታትን ገበናት ከይፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ኮሚሽን ፖሊሰስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ “ኤምባሲ ሩሲያ ምልመላ ቁፃር ውትድርና ኣውፂኡ” ዝብል መሰረት ኣልቦ ወረ እቲ ኤምባሲ ውድቂ ምግባሩ ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ “ኤምባሲ ሩሲያ ምልመላ ቁፃር ውትድርና ኣውፂኡ” ዝብል መሰረት ኣልቦ ወረ እቲ ኤምባሲ ውድቂ ምግባሩ ምግባሩ ከምዝንእድ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ዝኾነ ዓይነት ምልክታ ቁፃር ከምዘይቕበልን ከም ኣቆፃፅራ…