ኣብ ፕሪምየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ደረጃኣ ዘመሓየሸትሉ ውፅኢት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪምየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓሻ።
ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋዲሳ መብራቴን ሄኖክ ኣየለን ብዘቑፀሩወን ሽቶታት ድሬዳዋ ስዒራ ንኽትወፅእ…