ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመሓየሸ መሕለፊ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ… Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርት ኣብ 2017 ዓ.ም ናብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መእተዊ ውፅኢት ካብ 300 ናብ 297 ክንኪ ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ÷ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ተምሃሮ ናብ ዝቕፅል ደረጃ ትምህርቲ ንምሕላፍ 50 ሚኢታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ንቑሕ ተሳትፎ ይገብሩ ኣለዉ Desta Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ንቑሕ ተሳትፎ ይገብሩ ኣለዉ ኢሉ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ፥ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ካናዳ፣ ኣፍሪካን ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ፅባሕ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዓመታዊ ክብረ በዓል 21 መስከረም ኣብቲ ዞባ ወረዳ ኣምባሰል እምባ ግሸን ብድምቀት ዝኽበር እንትኸውን፤ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ን…
ስፓርት ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡ ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምሻይ ዙር ሰሙን ቱሪዝም ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ Desta Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲታት ባህሊን ቱሪዝምን ንምፍላጥ ዕላማ ዝገበረ ሓምሻይ ዙር ሰሙን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንኩለመዳይ ዕቤት ሃገር… Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ሃገር ንምርግጋፅ ዕዙዝ እጃም ክህልዎም ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 45 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ቀዳም ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሰንበት ሆረ ሃርሰዲ ኣብ ቢሸፍቱ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ሓላፊ ቢሮ…
ስፓርት ጆዜ ሞሪንሆ ምስ ነበር ጋንታኦም ቼልሲ ዘራኽብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ሎሚምሸት ሰዓት 4 ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንቤኔፊካ እናመርሑ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንነበር ጋንተኦም ቼልሲ ዝገጥሙሉ ፀወታ ትፅቢት…
ቴክኖሎጂ ኣብ ስዊድን 30,000 ሰባት ማይክሮ ቺፕ ዲጂታል ቁልፊ ኣብ ኣፃብዕቲ ኢዶም ኣትኪሎም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊድን ልዕሊ 30,000 ሰባት ሰዎች ብፍቓዶም ኣብ ኢዶም ክንዲ ፍረ ሩዝ ዝኾና ደቀቕቲ ማይክሮ ቺፓት ከምዝተኸሉ ተሓቢሩ። እቲ ቴክኖሎጂ ከም ዲጂታል ቁልፊ፣ ሜላ መኽፈሊን መለለዪ መንነትን ብምዃን ዕለታዊ ናብራ ንምቅልጣፍ እናወዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገባሪ ሰናይ ትካል ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ልምዓታዊ ምንቅስቃሳት ንምትግባር ይሰርሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓትን ረድኤትን ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ዝትግበሩ ልምዓታዊ ምንቅስቃስ ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝነብሩ ግዱሳት ሙሱሊም መናእሰይ ተጋሩ ዝተጣየሸ እቲ ትካል፤ ሚኒስትር ድኤታ ደቂ…