ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤን ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ ክልል ትግራይ ወፃእ ኣብ ኩለን ክልላት ይወሃብ ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተዘዋዊሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ንሃገርና ብዘለና ልምዲ ንምግልጋል ወሲንና ኣለና – ነበር ኣባል ሰራዊት Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ንሃገርና ብዘለና ልምዲ ንምግልጋል ወሲንና ኣለና” ክብሉ ነበር ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቶም ነበር ኣባላት ሰራዊት፥ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ተቐቢሎም ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘጋጠማ ሃገራዊ ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓወት ብዝግስግስ መንፈስ ሰዓራይነት ኢትዮጵያ ክነብስር ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንህወኸሉ ወቕቲ እንተይተሃወኽና ምሕላፍ ምልክት ብሄራዊ ፅንዓት ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ፅሒፎም። ብብዙሕ ኣንፈታት እናተፈተንና ንርከብ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፈተና ንሓልፈሉ ጥነካረ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 2013 ዓ.ም 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ተምሃሮ ፈተነኦም ብዝተረጋገአን ስነ-ምግባር ብዝተመልኦን መልክዑ ንኽፍተኑ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ ተኻይዱ። ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ይግበኦ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ከምዝግበኦ ሚኒሰስትር ዲኤታ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣተሓሳሲቦም። እቶም መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፀብፃቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲን ጉጅለ ጥፍኣትን ንዝኾ ህወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ 20 ቀበሌታት እታ ከተማ ዝመፅኡ ነበርቲ ከተማ ጂግጂጋን ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማን ተረኺቦም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ርእሰ ምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ንፁሃን ካብ ምቕታል ክሳብ ምምዝባል ዝበፅሑ ግፍዒታት እናፈፀመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣምቦ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ንግበረ ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ንሰራዊት ምክልኃል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ከተማ ኣምቦ ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡…