Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ አኔት ዌበር ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገብርዎ ዘተ፥ ኣብ ኣንፈት ሰሜን ኢትዮጵያ ኩነታት፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት…

ወ/ሮ ሚስራ ዓብደላ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላ ዳግም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምክትል ርእሰ መምሕዳር ሕፅይቲ ኮይነን ዝቐረባሉ…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣይተ ኦርዲን በድሪ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይኖም ስለዝተሸሙ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ርእሰ…

ሓበራዊ ማእኸል መፅናዕቲ ባዮሎጂካል ኢትዮ-ሩሲያ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ምስ ኣምባሳደር ፌዴሬሽን ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ የሩሲያ ኢቪግኒ ተርኪንን ናብ ቢሮኦም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ብሳይንስ፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘለወን…

ዝመረፀና ህዝቢ ሓደርኡን ሓላፍነቱን ንምውፃእ ብቆራፅነት ክንሰርሕ ኢና – ኣይተ ኦርዲን በድሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ህዝቢ ዝምልሱ ስራሕቲ ብምክያድ ሓደራን ሓላፍነትን ዝመረፆም ህዝቢ  ንምውፃእ ብቖራፅነት ከምዝሰርሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ተዛሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ዳግም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኮይኖም ዝተመረፁ ኣይተ ኦርዲን ቃል…

ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ገይሩ ሾይሙ። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን ንህዝቢ እቲ ክልል ብቕንዕናን ንምግልጋል ቃለ ማሕላ ምፍፃሞም ካብ ኮሙዩኒኬሽን…

ኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ንኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ኣሪፍ መሓመድ ኣዱስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኮይኖም ተሸይሞም፡፡ እዋናዊ…

ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኢትዮጵያ ዝገጠማ ፈተና ንምፅዋር ምትሕብባር ከምዘድሊ ብምግንዛብ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓገዝ ዘበርከቶ 50 ኩንታል ሕሩጭ ስርናይን 50 ኩንታል…

መርሃ ግብሪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ /ሴካፋ/ 2021 ትሕቲ 20 ደቂ ኣንስትዮ  ኣብ ሞንጎ ሽዱሽተ ሃገራት ከምዝካየድ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም። ካብ 20 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ዩጋንዳ…

ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ሃገር ናይ ምህናፅ ዘኹርዕ ታሪኹ ብምሕላው እኩይ ተግባር ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣመራርሓታት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ክልል ጋምቤላ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ…