Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን /ኢቢሲ/ ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም፥ ኢቢሲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ግድኡ ንኽዋፃእ ሓቲቶም፡፡ ሰራሕተኛ ልኡኽቶ እቲ ትካል…

ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ። ካብ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ መረዳእታ ከምዝሕብሮ፥ እቲ ማእኸል ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ወታደራዊ ስልጠና ቅድሚ ምውዓሉ ማእኸል መሰልጠኒ…

ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል ክስራሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያ ካሚል ገሊፀን። የስራና ክህሎት ሚኒስቴር አመራሮች እና ሰራተኞች በቀጣይ በሚያከናወኑት ስራ ላይ ያተኮረ…

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ እተን ሃገራት ብዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምዕባይ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተላዚበን።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈተና 12 ክፍሊ ብዕዉት ንምዝዛም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንምፍፃም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ምስ ዝተወደቡ ኣባላት…

ምእመኑ ብፀሎት ንኽብርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብስእነት ሰላምን ዘይምርግጋዕን ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ድሕንነት ሃገርን እናበፅሐ ዝርከብ ጉድኣት ንኸብቅዕ ምእመኑ ፀሎትን ምሕፅንትኡን ንኸበርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ…

ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።   ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከተማ…

ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም። ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናብፀሖ ዝርከብ…

ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ምርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ክታበት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፣ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ንፁሃን ምቕታሉ፣ ምምዝባሉን ንብረት…