ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም።
ክልቲኦም ሰባት ተዓወትቲ ክኾኑ ዝኸኣሉ፥ ዴሞክራሲን ሰላምን ንኸዓስል ሓሳብ ብናፅት ናይ ምግላፅ መሰል ንኽኽበር ብዘበርከቱዎ ኣስተዋጽኦ ከምዝኾነ…