ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግታዊን ትካላት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ምድብ ሓይሊ ኣየር ብኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝተመስገኑ ኣባላት ምድብ ሰራዊት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ምድብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝተመስገኑን ኣብ ፃንሒት ጊዜኦም ብፅቡቕ ወተሃደራዊ ዲሲፕሊን ንዝሸኑን ኣባላት ምድብ ሰራዊት መዓርግ ተዋሂቡ። ነቶም ተሸወምቲ መዓርግ ብምልባስ መደረ መምርሒ ስራሕ ዝገበሩ ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) "ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንሰንደቕ ዓላማና ከፍታ!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ይቕፅ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ወረዳ ጎሮ ዶላ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ተጠናኺሩ እናቐፀለ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝኸፈቶ ውግእ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ እንትቕተሉ፥ ብዙሓት ድማ ከምዝቖሰሉ…
ስፓርት ዋሊያታትን ባፋና ባፋናን ኣብ ዘካየዱዎ ፀወታ ባፋናባፋና 3 ን 1 ስዒሮም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ጋፋና ባፋና ዝተፃወታ እንትኾና፥ ደቡብ ኣፍሪካ 3 ን 1 ብዝኆነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ደቡብ ኣፍሪካዊ ፀፃዋቲ ኣብ መበል 46 ደቒቕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ብምኽንያት እዚ ድማ ብራዚል ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ልዑል ቁፅ ዘለዎም ሰባት ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ዘተኣናገደት ካልአይቲ ሃገር ኮይና፡፡ እናወሰኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ምዕራብ ንኣባላት ሰራዊት ዕብየት መዓርግ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ምዕራብ ፃንሒት እዋኖም ዝዛዘሙን ውፅታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዘርአዩን ኣባላት ሰራዊት ዕብየት መዓርግ ሂቡ። እቲ ዝተውሃበ ዕቤት መዓርግ፥ ንልዑል መስመራዊ መኮንናትን ንሰብ ካሊእ መዓርገኛታትን ዘካተተ ከመዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን – ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን ክብላ ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገበረኦ መደረ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራ ታሪኽ ኣብ ዝጀመረትሉ እዋን ምምራቕኩም ተደራቢ ሓላፍነት ንኽህልወኩም ጉሩ ኢየ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 72 ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 6 ሺሕ ተምሃሩኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኣመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣካቢት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ዩኒቨርሲቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ተወሳኺ ብምስራሕ ዝተውሃበና ሓላፍነት ንምውፃእ ክንሰርሕ ኢና – ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዝተሸሙ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ካብ ነበር እቲ ሚኒስትር ዶክተር ኣብረሃም በላይ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ሚኒስትር ሰራዊት ምክልኻል ኮይኖም ዝተሾሙ ዶክተር ኣብረሃም በላይ፥ “ሃገርና ንቕድሚት ንምስጋር…