ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመንፈስ ቅንዕና ብሓባር ንኽንሰርሕ ክቆፃፀርናን ክሕግዘናን ንደሊ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመንፈስ ቅንዕና ብሓባር ንኽንሰርሕ ክቆፃፀርናን ክሕግዘናን ንደሊ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓቲቶም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም…