ምስ ዝተሰሓሓተ ለውጢ ኣወዳድባ ተተሓሒዙ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክን ካልኦትን ተመሊሱ – ኩባኒያ ፌስቡክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ዝተሰሓሓተ ለውጢ ኣወዳድባ ተተሓሒዙ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክን፣ ዋትሰኣፕን ኢንስታግራምን ትማሊ ን6 ሰዓታት ድሕሪ ምቁራፁ ከምዝተመለሰ ኩባኒያ ፌስቡክ ኣፍሊጡ።
እቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣገልግሎቱ ክቋፅ ዝኸኣለ ምስ ምስ…