ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 24፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብመሰረት እዚ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጃን ሚኬል ሳማ ሉኮንዴ፣ ፕሬዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ብዙሓት ነበርቲ ናብ ኣደባባይ መስቀል ይጓዙ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ብዙሓት ነበርቲ ናብ ኣደባባይ መስቀል ይጓዙ ኣለዉ፡፡ ፍልፍል፡- ፕሬስ ሴክሬታሪያት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መኸፈቲ መደረ ኣስሚዐን፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መደረአን፥ ዝሓለፈ ዓመት ብብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘርዚ እውን ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘመላኽት ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮ/ል ጌትነት ኣዳነ፥ ኣብ ሕከ-መንግስቲ ዓንቀፅ 8 ቁፅሪ 2 “……
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…