ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ-ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም ገሊፀም።
ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከምዝበልዎ ፥ ኣረጊት ዓመት ኣብ ፈተ…