መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዛዚሞም ናብ ሰራወት ዝተፀምበሩ ኣቀባብላ ጅግና ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዛዚሞም ብወገን ግምባር ወሎ ናብ ሰራዊቶም ዝተፀምበሩ ናይ ቁርፂ መዓልቲ ኣባላት ኣቀባብላ ጅግና ተገይሩሎም።
ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ላዕለዋይ ኣዛዚ እቲ ግምባር ከምዝበሉዎ፥ ፀላኢ ሰራዊትና…