ኣብ ምብራቕ ኣምሓራ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ንተፈናቐልቲን ሓይሊታት ፀፅታን ድጋፍ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣምሓራ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ብ1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ወፃኢ ንተፈናቐልቲን ሓይሊታት ፀፅታን ድጋፍ ገይረን።
ናይ ደብረብርሃን ዩኒቨርስቲ፣ መቅደላኣምባ ዩኒቨርሲቲን ወሎ ዩኒቨርሲቲን ብሓባር ብምዃን ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ…