Fana: At a Speed of Life!

ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጵጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም “ ሰናይ ምግባር ቅንዕናን ምሃብን ዝሓዘ ኢዩ” ኢሎም። ብተወሳኺ…

ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ተዘርጊሑ    

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ከምዝተዘርገሐ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ማዓዛ ኣሸናፊ ገሊፀን። ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ማሕበር ጉድኣት ኣካል መበል 20 ዓመቱ ሎሚ መዓንቲ ኣኽቢሩ። እተን ፕሬዚዳንት…

ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጭና ቀበሌ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዜጋታት  ናይ ዘርኢ ምጥፋእ ገበን ከምዝፈፀመ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዳባት ወረዳ ጭና ቀበሌ ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጭና ቀበሌ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት  ናይ ዘርኢ ምጥፋእእ ገበን ከምዝፈፀመ  ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ተዛሪቦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ዳባትን ደባርቕን…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ዝገበሮ ሓገዝ፥ ግምቶም ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝኾኑ ዘይቲ፣ ፍርናሽ፣ ሽኮር፣ ሳሙና፣ ኮቦርታ፣ ኣንሶላን ዝተፈላለዩ…

ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ዝጨፍጨፎም ናይ ንፁሃን ሰባት ጅምላ መቓብራት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባትን ጣቢያ ጭና ተክለ ሃይማኖትን ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ብግፍዒ ከምዝዝጨፍጨፈ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛቸው…

ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ስዒራ። ኢትዮጵያ ስዒራ ንኽተወፅእ ብሕታዊት ዘቑፀረ ኣስቻሉ ታመነ ብፍፁም ቅላዕ ከምዘመዝገባ ካብ ኩዐሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓብረታ የረድእ።…

ፎረምን ዓውደ ምርኢትን ተመረቕቲ ተምሃሮን ቆፀርቲ ትካላትን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ተመረቕቲ ተምሃሮን ካብ 300 ዝበልፁ ቆፀርቲ ትካላትን ዝሳተፉሉ ፎረምን ዓውደ ምርኢትን ስራሕ ተጀሚሩ። እቲ ዓውደ ምርኢትን ፎረምን ዘሰናድኡዎ፥ ደረጃ ዶት ኮም ምስ ዩኒቨርሲቲ፣ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ካልኦት ትካላት ብምትሕብባር…

ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻልን ንፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልልን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻልን ንፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልልን 19 ሚሊየን 292 ሺሕ ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ኣታዊ ምግባሩ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣካቢ አቲ ኮሚቴን…

ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ተፀዋዒት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ  ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ተፀዋዒት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ  ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ እሌኒ ካይሩ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝቕፅሉ ዓማውቲ ዘላቒ ልምዓት ከተማታት ንምርግጋፅ ኣብ ዝተቐረፀ…

ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ልዝበ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ምስ ወለዲ ተምሃሮ ተኻይዱ። ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ መዕበዪ ግንዛበ፥ ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምመ፣ሕዳር ከተማታትን ዝተውፃፅኡ ወለዲ ተምሃሮ ተሳቲፎም፡፡ ኣብቲ መድረኽ…