ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ንዝሓለፉ ተኸታተልቲ መዓልታት…