ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ተደምሲሱ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ብህዝቢን ኣካላት ፀፅታን ከምዝተደምሰሰ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱ ገሊፆም።
ኮሎኔል ደመቀ ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እቲ ጉጅለ ዳግም ብወገን ሑመራ መጥቃዕቲ…