ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ማእኸል መፅናዕቲ ባዮሎጂካል ኢትዮ-ሩሲያ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ምስ ኣምባሳደር ፌዴሬሽን ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ የሩሲያ ኢቪግኒ ተርኪንን ናብ ቢሮኦም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ብሳይንስ፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘለወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመረፀና ህዝቢ ሓደርኡን ሓላፍነቱን ንምውፃእ ብቆራፅነት ክንሰርሕ ኢና – ኣይተ ኦርዲን በድሪ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ህዝቢ ዝምልሱ ስራሕቲ ብምክያድ ሓደራን ሓላፍነትን ዝመረፆም ህዝቢ ንምውፃእ ብቖራፅነት ከምዝሰርሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ተዛሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ዳግም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኮይኖም ዝተመረፁ ኣይተ ኦርዲን ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ገይሩ ሾይሙ። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን ንህዝቢ እቲ ክልል ብቕንዕናን ንምግልጋል ቃለ ማሕላ ምፍፃሞም ካብ ኮሙዩኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ንኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ኣሪፍ መሓመድ ኣዱስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኮይኖም ተሸይሞም፡፡ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኢትዮጵያ ዝገጠማ ፈተና ንምፅዋር ምትሕብባር ከምዘድሊ ብምግንዛብ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓገዝ ዘበርከቶ 50 ኩንታል ሕሩጭ ስርናይን 50 ኩንታል…
ስፓርት መርሃ ግብሪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ /ሴካፋ/ 2021 ትሕቲ 20 ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞንጎ ሽዱሽተ ሃገራት ከምዝካየድ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም። ካብ 20 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ዩጋንዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ሃገር ናይ ምህናፅ ዘኹርዕ ታሪኹ ብምሕላው እኩይ ተግባር ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣመራርሓታት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ክልል ጋምቤላ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን /ኢቢሲ/ ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም፥ ኢቢሲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ግድኡ ንኽዋፃእ ሓቲቶም፡፡ ሰራሕተኛ ልኡኽቶ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ። ካብ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ መረዳእታ ከምዝሕብሮ፥ እቲ ማእኸል ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ወታደራዊ ስልጠና ቅድሚ ምውዓሉ ማእኸል መሰልጠኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል ክስራሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያ ካሚል ገሊፀን። የስራና ክህሎት ሚኒስቴር አመራሮች እና ሰራተኞች በቀጣይ በሚያከናወኑት ስራ ላይ ያተኮረ…