ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ ይበፅሖ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ እናበፅሖ ከምዝኾነ ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ዳይሬክቶሬት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ክዝሓበሮ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ህፃን ክሳብ በፃሓት ብምንቅስቓስ ዘለን ዘየለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ስልጣን ውድድር ንግዲ፣ ሓለዋ ሸመትቲን ፍርያት ዕዳጋን ምስ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተዋሂዶም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)በዓል ስልጣን ውድድር ንግዲ፣ ሓለዋ ሸመትቲን ፍርያት ዕዳጋን ምስ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተዋሂዶም። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ፥ እቶም ትካላት ምስቲ ሚኒስቴር ምወሃዶም ስራሕ ንምቅልጣፍ ዘበርክቶ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሓዊ ደረጃ ፊፋ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሓዊ ምደባ ኩዕሾ እግሪ ደረጃ ሃገራት ፊፋ ኢትዮጵያ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ። ኣብዚ ወርሒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ካብ ዝነበራ ደረጃ ብምንቁልቋል ኣብ መበል 137 ደረጃ ተቐሚጣ ኣላ። ምስ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ግቡእ ተዋፊሮም ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናብ ግቡእ ተዋፊሮም ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግን ሽልማትን ሂቦም። ብኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ናብ ወሎ ይትመም፤ ይዝመት ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንምካት ኩሉ ወገን ንባዕሉ ብምውዳብን ብሓድነትን ብምልዓል ናብ ወሎ ክተምምን ክዘምትን ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ብምድግጋፍን ብሓድነትን ምሕላፍ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ብምድግጋፍን ብሓድነትን ምሕላፍ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና፥ ኣብ ክልለ ዓፋር ዞባ ፈነቲ ረሱ ብግብ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና መጀመሪ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ክታበት ፖሊዮ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ጥዕና ህፃናትን ኣዶታትን እቲ ቢሮ ቤተልሔም ታየ ኣወሃህባ እቲ ክታበት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተኸፈተልና መጥቃዕቲ ንምምካት መፍትሒ ዝተዋደደ ወፍሪ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መግለፂኡ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣለኒ ዝብሎ ሓይሊ ብምትእኽኻብ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዘለዉ ግምባራት ሰፊሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ኣካል ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ጅቡቲ መሓመድ ኣዋሌ ገሊፆም። ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተበርከተላ 40 ሺሕ ፈልሲታት ምትካል ከምዝጀመረት እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብስርዓት ሓበሬታ ዓፋር ዳጉ ክመክን ኢዩ – ነበርቲ ከተማ ሰመራ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሓበሬታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብስርዓት ሓበሬታ ዓፋር ዳጉ ከምዝመክን ነበርቲ ከተማ ሰመራ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ባሕላዊ ስርዓት ምልውዋጥ ሓበሬት ዓፋረቶት ዓሚቕን ዝተረጋገፀን ሓበሬታን ዝቀባበሉሉ…