ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውሕመ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዶክተር ሮዝማሪ ዲካርሎ ተዛቲየን እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ እቲ ዘተ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ደገፍ ገንዘብ ዝገብረሉ ሓዱሽ ዌብሳይት ስርሑ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ደገፍ ገንዘብ ዝገብረሉ itsmydam.et ብዝብል ዝተኸፈተ ሓዱሽ ዌብሳይት ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ተፈሪ መለሰ፣ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሰላምን እርቅን ህብረት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንወፍር ኢና፤ ኢትዮጵያ ንምኽዳን ክንተክል ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንወፍር ኢና፤ ኢትዮጵያ ንምኽዳን ክንተክል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘጋጠማ ፈተና ብዓወት ክትሻገሮ ኢያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ንምኽባር ሕጊ ፌዴራል ፖሊስ ብመሰረት ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ናብ ግንባር ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፀፅታ ንምኽባር ሕጊ ፌዴራል ፖሊስ ብመሰረት ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ናብ ግንባርን ንብ ዝተመደቡሉን ኣምሪሖም። ግሥለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሰራዊትን ዝፍፅሞ ዘሎ ተግባር ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ማርክ ጋርኑ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃደ ኢዩ ነይሩ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህወሓት ዘውግዝ ሰልፊን ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደምን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባር ኣሸባሪ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊን ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደምን ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ዳሞት ሶሬን ከተማ ጉኑኖን ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ምግባር ሃገር ንክትቅፅል ምኽኣል ኢዩ- ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ምግባር ሃገር ንክትቅፅል ምኽኣል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ሰብ ሃፍቲ ክልለ ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ዝገብርሉ መርሃ ገብሪ ተኻይዱ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ካብ ስዑዲን ካልኦት ሃገራትን ልዕሊ 41 ሺሕ ዜጋታት ተመሊሶም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ካብ ስዑዲን ካልኦት ሃገራትን ልዕሊ 41 ሺሕ ዜጋታት ከምዘተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር አምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ 12 ኣካላት ፌዴራል ዝተኻተትዎ ብሄራዊ ኮሚቴ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ገንዘብ ሚኒስትር ኣይተ አህመድ ሺዴን ኣብ በኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ታማራ ሞና ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እቲ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላት ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላት ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምስላፍ መስዋእትነት…