ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ን2ይ ዙር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ መናእሰይ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ን2ይ ዙር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣይተ ሞላ መልካሙ፥ ንወፍሪ ህልውና ናብ ግምባር ከይዶም ዝሳተፉን ከባቢኦም ብንቕሓት ዝሕልወሁን መናእሰይ መሰረታዊ…
ጥዕና ’ኦርጅናል ታይተን ጄል ጎልድ’ ዝተብሃለ መድሓኒት ፍቓድ ከምዘይተውሃቦ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)’ኦርጅናል ታይተን ጄል ጎልድ’ ዝተብሃለ መድሓኒት ፍቓድ ከምዘይተውሃቦ በዓል መዚ ምምሕዳር ምግቢን ኣፋውስን ገሊፁ። እቲ መድሓኒት ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ኣትዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እናተፋለጠ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተኸፋፈለ ከምዝርከብ ተበፂሑሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ኤጀንሲ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኤጀንሲ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ተስፋሁን ጎበዝአየሁ÷ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምልጋስ ቃል ከምዝኣተዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ህልውና ብቴክኖሎጂ ክንሕግዝ ኢና – ሙሁራን Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ መመሳርሒታት ብምፅጋንን ቴክኖሎጂያዊ ሓገዛት ብምግባርን ወፍሪ ህልውና ከምዝድግፉ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መንግስታዊ፣ ውልቀ ኮሌጃትን ኮሌጃት ፖሊ ቴክኒክን ሙሁራት ገሊፆም። ኤጀንሲ ስልጠና ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ምምሕዳር ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ምምሕዳር እቲ ከተማ ሀዝቢ ብምትሕብባር 28 ሚሊየን ብር፣ ለዕሊ 3 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረር ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ንጥምረት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ሉኣላዊነት ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈለ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ከተማታትን ወረዳታት ገፀርን እቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ቦሮና መካነ ሰላም ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቦሮና መካነ ሰላም ከተማ ምምሕዳር ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም። ምምሕዳራት ከተማ ቦራናን መካነ ሰላምን ልዕሊ 680 ሺሕ ብር ብዝግመት ዋጋ ዝተዓደጋ እንስሳት ኣብ ወሎ ግንባር ንዝርከብ መከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናይ ኣልባሳትን ለስላሳ መስተን ድጋፍ ገይሮም። ተወካሊ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣይተ ሙሉጌታ ቢያዝን ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ብሙሉእን ዓኒዮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ምኽንያት ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ሙሉእ ብሙሉእን ከምዝዓነዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ሃገር ለኸ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ትምህርቲ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶን ወሰኽ ክፍሊትን ኣብ ዝፍፅሙ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ ክወስድ ኢየ – ቢሮ ትምህርቲ ኣ/ኣ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶን ወሰኽ ክፍሊትን ኣብ ዝፍፅሙ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ ከምዝወስድ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ውልቀ ትካላት ኣገልግሎት ትምህርቲ ወሰኽ ክፍሊት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ…