Fana: At a Speed of Life!

ማይ ብቕርቅርቲ ግድብ ህዳሰ ምፍሳስ ጀሚሩ-ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 12 ሓምለ 2013 ዓ.ም ተዛዚሙ ማይ ብቕርቅርቲ እቲ ግድብ ምፍሳስ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም። ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ማይ…

ጉጅለ ጁንታ ብምድምሳስ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምፍናው ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ብምድምሳስ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምፍናው ተገይሩሉ። ጉጅለ ጁንታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝኸፈቶ ሃገር ናይ ምብትታን ተግባር ሙሉእ ብሙሉእ ብምፍሻል ሓድነት ህዝቢታት ንምምላስ ዕላማ እቲ ፍሉይ…

መድረኽ ዘተ ፕሮጀክት ቀጠናዊ  ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፕሮጀክት ቀጠናዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 293 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት፥ ኢትዮጵያ፣ ኬኒያን ታንዛንያን ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ፕሮጀክት…

ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣባላቱ ኣሰልጢኑ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓባር ኲናትን ደገፍ ኣወሃህባን ኮርስ ካብ 10 ኣባል ሃገራት ንዝተውፃእፅኡ ኣባላቱ ኣሰልጢኑ ኣመሪቑ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢ ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል ጥላሁን ኣሸናፊ፥ እቲ ስልጠና ሰላምን…

ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ካብ ሃገር እንትወፁን ናብ ውሽጢ ዓዲ እንትኣትዉን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ናይ ሃገራት ወፃኢ ገንዘብ፣ ወርቂ፣…

ገበንን ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት ፀፅታን ንምክልኻል ትካላትን ውልቀ ሰባትን ማንነት ተኻረይቲ ንከረጋግፁ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ገበንን ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት ፀፅታን ንምክልኻል ኣገልግሎት መንበሪ ገዛን መደቀስን ዝህቡ ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ማንነት ተኻረይቲ ንከረጋግፁ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ማንነቶም ሰዊሮም…

ሚኒስቴር ጥዕና ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ  ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪበን። እቲ ደገፍ፥ "ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን" ዝተብሃለ ዓይነት ክታበት ኢዩ ተባሂሊ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ደገፍ ኣብ…

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይዛ ሃገር ናይ መወዳእታ ድፋዕ እንበር ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ድፋዕ ኣይኮነን-ሌ/ ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይዛ ሃገር ናይ መወዳእታ ድፋዕ እንበር ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ድፋዕ ኣይኮነን ክብሉ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራወት ምክልኻል ሃገር ሌተናል  ጄነራል ባጫ ደበሌ  ገሊፆም። ቅድሚ ኣርባዕተ ዓማውቲ…

ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንመሃብ ዝንቀሳቐስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ተሰኒዩ

አዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንመሃብ ዝንቀሳቐስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ መርሃ ግብሪ ምፍናው ተገይሩሉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ ኢንጂነር መሓመድ ሻሌ፣ ዓበይቲ…

ጉጅለ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለምን ኣብ ኬንያ ምስ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ትካላት ሃይማኖትን ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ካብ ሃገር ወፃእ ካልኣይ ዝኾነ ጨንፈር እቲ…