ኮሮናቫይረስ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ኮቪድ-19 ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ 19 ሕይወቶም ክስእኑ ዝኽእሉ ሰባት ቁፅሪ ይንክዩ ኢዮም ተባሂሉሎም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቶም ኣብ ፈተነ ዝርከቡ ኣፋውስ፥ ኣርቴሱኔት፣ ኢሜቲኒብን ኢንፊሊክሲማብ ዝበሃሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህዝቢ ዓፋር ህዝብ ዘለዎ ኣጋርነት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ንምፍራስ ቆሪፁ ዝተልዓለ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ተመዛቢሎም ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ መዕቖቢ ዝነበሩ 240 ሰላማዊ ዜጋታት ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ከምዘሕዘኖ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወልዲያ ንምቁፅፅር ዝመፅአ ኣሸባሪ ሓይሊ ይድምሰስ ኣሎ-ሚኒስቴር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 21 ክፍለ ጦር እዚ ደቡብ ወልዲያ ንምቁፅፅር ዝመፅአ ኣሸባሪ ሓይሊ ጁንታ ኣብ ጉባላፍቶ ወረዳን ከባቢኡልን ይድምሰስ ኣሎ ክብል ገሊፁ። ዋና ኣዛዚ መበል 21 ክፍለ ጦር ጉና ከምዝበልዎ፥ ኣሸባሪ ህወሓትን ተረፍመረፍን ትማሊ ናይ መከላከያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መቓብር ንምልዓል ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ምምካት ከምዝግባእ ባልደራስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንዘለትሉ ኩነታት ዘቃለዐ ስርዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መቓብር ንምልዓል ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ብሕብረት ምምካት ከምዝግባእ ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ ገሊፁ። ርክብ ህዝቢ እቲ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መኢአድ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ናይ ህልውና ሓደጋ ንምምካት ደልው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ድርጀት(መኢአድ) ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ናይ ህልውና ሓደጋ ንምምካት ደልው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ መኢአድ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ሃገር ናት ምትርማስን ተግባር ራዕዲን ኣመልኪቱ ናብ ግዜኢ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣሸባሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ብምእታው መጥቃዕቲ ከይፍፅም እናተሰርሐ ከምዝርከብ – ከንቲባ ከተማ ሃይቅ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ብምእታው መጥቃዕቲ ከይፍፅም ሓይሊ ፀፅታ ምስ ሕብረተሰብ ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝርከብ ከንቲባ ከተማ ሃይቅ ኣይተ ከበደ ካሳ ገሊፆም። እቶም ከንቲባ ሸሊኾም ዝኣትዉ ንምቁፅፃር 20 ኬላታት ተጣይሾም መናእሰይን ኣካላት ፀፅታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ዶክተር ኣላስታየር ማክፊልን ተዛቲየን። ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ዘግበር ሰብኣዊ ደገፍ ኣብ ምቅልጣፍ ምትሕብባር፣ ተበፃሕነት ምዕባይን ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማራፂታት ዕርቀ ሰላም ኣይቅበልን ዝበለ ጉጅለ ህወሓት ተወሳኺ ትዕግስቲ ኣየድሊን – ጉጅለ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ መንገዲታት ዕርቀ ሰላም ኣይቅበልን ዝበለ ጉጅለ ህወሓት ተወሳኺ ትዕግስቲ ከምዘየድሊ ጉጅለ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ እናገበሮ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝምልከት መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ኣይኽልን – ኣይተ ርስቱ ይርዳው Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ከምዘይኽል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ግሪክን ሞሮኮን ምስ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ግሪክን ኣብ ኢትዮጵያ ኣና ፋሩን ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኔዛ ኣሉኢን ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፂ ኢንቨስትመንትን ዕድልን ነቶም ኣምበሳደራት መብርሂ…