9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ቀሪቡ- ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ብምኽኒያት ደርቂ፣ ውሕጅን ጉንፅን ካብ መረበቶም ነዝተመዛበሉ 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ከምዝቐረበ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን…