ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ወሲኑ። እቲ ኣካዳሚ ሕቶታት ኣመራርሓ መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምምላእ ዘኽእል ዓቕሚ ዘለዎም ተመራመርቲ ዘፍሪን ኣተሓሳስባ ዕብየት ተኮር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ፌዴራልን ክልልን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ፣ ተኣማኒን ፍትሓዊን ብምዃን ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ። እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ድሕንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 33 ዜጋታት ካብ ሶማሊያናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)33 ዜጋታት ካብ ሶማሊያናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ኣብዘይተዛዘመሎም ከባቢታት ሎሚ መዓልቲ ድምፂ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ኣብዘይተዛዘመሎም ከባቢታት ሎሚ መዓልቲ ድምፂ ይወሃብ ከምዘሎ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ካብ ንጎሆ ሰዓት 5 ጀሚሩ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ዝቐፀለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብመሰረት ሕጊ መረፃ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዜጋታት ውፅኢት መረፃ ብዝምልከት ካብ ካልኦት ፍልፍላት ዝወፅኡ ሓበሬታታት ካብ ምውዛዕ ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርጫ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ። ትማሊ ብምኽኒያት ምርጫ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝርከቡ ትካላት ንግዲ፣ ፋብሪካታት፣ ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅዮም ዝነበሮ እንትኮኑ፥ ኣገልግሎት ትራንስፖርት እውን ተቛሪፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዑደት ስራሕ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዑደት ስራሕ ኣካይዶም። ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ሃገር በምርኻብ ተዛቲዮም። ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰማእታት ኣስተውዒልና ነኽብር መስዋእትነቶም ንዘክር-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። መዓልቲ ሰማእታታት እንትነኽብር ንሐዚን መፃኢ ወለዶን ለለዎ ቴማን ረብሕኡን እንትንርእይ፥ ንፍትሒ፣ ንማዕርነትን ነፃነትን ክብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ካፋ፣ ወላይታን ፍሉይ ወረዳ የምን ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ካፋ፣ ወላይታን ፍሉይ ወረዳ የምን ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣርባዕተ ፓርቲታት ፖለቲካ እቲ ምርጫ ዴሞክራሲያዊን…