Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ብተመሳሳሊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያት ምርጫ እቲ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጎንደር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጎንደር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ብዳግማዊ ዴክሲሳ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ባህርዳር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ባህርዳር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ብምናለ አየነው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ኣብቶም ጣቢታት ንምርጫ ዘገልገሉ ናውቲታትን ዝተቖፀሩ ድምፂታት ወረቐትን…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተዓዘቦም ጣቢያታት ምርጫ እቲ ቆፀራ ትማሊ ምሸት ዝተገበረ እንትኸውን፥ ውፅኢቱ ድማ ዕላዊ ይኸውን ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ መረፃ ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሁራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ  ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ  ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ። ቆፀራ ኣብ ዝተዛዘመን ጣቢያታት መረፃ፥ ካብ ሕዚ ጀሚሩ ውፅኢት ከምዝግለፅ እውን ገሊፁ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ኣማሲየን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ሎሚ መዓልቲ ንመላእ ኢትዮጵያውያን ዓባይ መዓልቲ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንዘበናት ዴሞክራሲያዊ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑ ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ይግበኦም – በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑን ብስምዒት ሃገራውነትን ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ከምዝግበኦም በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሙሓመድ እድሪስ ከምዝገለፁዎ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተዛዚሙ ቆፀራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ቻግኒን ደብረ ብርሃንን ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተዛዚሙ ቆፀራ ተጀሚሩ። ከተማ ደብረ ብርሃን ሓዊሱ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝተሳለጠ መረፃ ብሰላም ተዛዚሙ ኣማሲዩ ቆፀራ እናተገበረ ይርከብ፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከይዲ ምሃብ ድምፂ…

ኣብ ዞባ ወላይታ ከይዲ ምድማፅ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ መረፃ ኣብ ዝተኻየደለን ጣቢያታት መረፃን ጣቢያታት መረፃን ከይዲ መረፃ ተዛዚሙ። ኣብ 7 ክልላት መረፃ ዝርከባ 560 ጣቢያታት መረፃ ድምፂ ዝተውሃበ እንትኸውን፥ ሕብረተሰብ ካብ ንጉሆ 12 ጀሚሩ ኣብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ድምፁ…