ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማ ባህርዳር ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። ብተመሳሳሊ ኣብ ከተማ ጎንደር እወን እቲ ስነስርዓት ምሃብ ድምፂ ይካየድ ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብተን ከተማታት ኣብ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ጣቢያት ምርጫ ብምርካብ እቲ ስነስርዓት ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቦንጋ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ካፋ ከተማ ቦንጋ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። መረፅቲ ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝርከቡ ሸውዓተ ክልላት ምርጫን 461 ጣቢያት መርጫን ድምፆም ይህቡ ኣለዉ። ድምፂ ንምሃብ 524 ሺሕን 686 ሰባት ካርድ ወሲዶም። ሸውዓተ ፓርቲታት ፖለቲካ ክወዳደሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ተዓዘብቲ ኮሮጆ መውሃቢ ድምፂ ድሕሪ ምርኣዮም ኢዩ እቲ ምርጫ ተጀሚሩ። ርኢተኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝሃቡ ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ እቲ ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ። ኣብ ከተማ ጅማን ኣጋሮን መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ድምፂ ምሃብ ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃዋሳ ጣቢያ ምርጫ “ሂጣታ ዘጠኝ” ክብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ክፍቲ ብምግባር ነፅበ ኣለና-ተዓዘብቲን ኣፈፀምቲን ምርጫ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃዋሳ ጣቢያ ምርጫ “ሂጣታ ዘጠኝ” ክብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ክፍቲ ብምግባር ነፅበ ኣለና ክብሉ ተዓዘብቲን ኣፈፀምቲን ምርጫ ገሊፆም። ኣብታ ከተማ ቅድሚ ምርጫ ዝግበሩ መድላዋት ብምዝዛም ንመራፂ ህዝቢ ድሉዋት ከምዝኾኑ ኢዮም እቶም ርእይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ክጅመር ኢዩ ነዚ ድማ መረፅቲ ካብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ኣብ ሕድሕድ ጣቢያት ምርጫ ብምስላፍ ምኽፋት እቶም ጣቢያታት ይፅበ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ኣብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሃገራዊ መረፃ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ኣይካየደለንን Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ከምዘይካየደለን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንሳተን ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልል መረፃ ደምቢያን ተሁለደሬ 1ን 2ን፣ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዳማ ከተማ ሓዊሱ ኣብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ቀረብ ናውቲ ተባፂሑ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣዳማ ከተማ ሓዊሱ ናብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ቀረብ ናውቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቶም ጣቢያታት መረፃ ንጉሆ ሰዓት 12 ንመረፅቲ ክፍቲ ዝግበሩ እንትኾኑ፥ ርሕቐት ቦታ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ንዝርከቡ ኣፈፀምቲ መዕረፊ ቦታ ኣብ ጥቓ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ። ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል መረፃ ድሬዳዋ ሓላፊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣይተ ዚያድ ያሲን ከምዝገለፁዎን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ትዕዝብቲን ኣብተን…