Fana: At a Speed of Life!

መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንምስላጥ ዝተዋደደ መሓውር ፀፅታ ኣብ ስራሕ ይርከብ- ዞባ ከፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንምስላጥ ዝተዋደደ መሓውር ፀፅታ ኣብ ስራሕ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ ፀፅታ ዞባ ከፋ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኣይተ ሃብታሙ ኣለሙ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ…

ኢትጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትጵያን ሶማሊያን ፍርያት ዓሳ ካብ ሞቃድሾ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልታህ ኣብዱላሂ ሓሰንን ሚኒስትር ልምዓት ሃፍቲ ዓሳ ሶማሊያ ዓብዲዛዝ ሓጅ በሽር ኢዮም…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንመረፃ ካብ ንጉሆ ጀሚረን ኣገልግሎት ክህባ ኢየን – ቢሮ ትራንስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንመረፃ ካብ ንጉሆ ጀሚረን ኣገልግሎት ከምዝህባ ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ይርጋለም ብርሃኔ፥ ኣብ ከይዲ ምድማፅ ኣብታ ከተማ ሕፅረት ትራንስፖርት ከይፍጠር…

6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ምእታዉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንሕብረተሰብ ስግኣት ዝኾኑ ገበናት ንምልክልኻል ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናሰርሐ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም…

ኣብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኣን ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ኣብ ዝዛመሉ ጉዳይ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኣን ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ኣብ ዝዛመሉ ጉዳይ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሑ ተገሊፁ። እቶም ፓርቲታት ኣብ ከተማ ባህርዳርን ወረዳ ዙሪያ ባህርዳርን ዝንቀሳቐሱ እንትኾኑ፥ ኣብ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ደሴን ከባቢኡን ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ምድላው ተዛዚሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ደሴን ከባቢኡን ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ምድላው ከመዝተዛዘመ ተገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ከተማ ደሴ፣ ወረዳታት ዙሪያ ደሴ ዞባ ደቡብ ወሎ ማለት እውን ኣብ ገልሻ፣ ጉጉፍቱን…

ኣብ ዝተፈለሳለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንመረፃ ዘድልዩ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለሳለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንመረፃ ዘድልዩ ምድላዋት እናተገበረ ከምዝርከብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፥ ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ምስራሕ ዳስን ተመሳሰልቲ…

ኣብ ከተማ ኣጋሮ ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጂማ ከተማ ኣጋሮ ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ መተሓባበሪ ቦርድ መረፃ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣጋሮ ከተማ ጎማ ክልል መረፃ 2፥ ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ኣባላት ፓርቲታት ኢዜማን እናትን ንባይቶ ወከልቲ…

ኣብ ክልል መረፃ ባህርዳር ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ባህርዳር ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ክፍለ ከተማ ኣፄ ቴዎድሮስ 25 ጣቢያታት መረፃ ዘለዋ እንትኾና፥ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ጣቢያ መረፃ ናውቲ መረፃ ምብፅሑ ትዕዝብቲ ገይሩ።…

ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ናውቲ መረፃ ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ናውቲ መረፃ ይከፋፈል ኣሎ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መረፃ ልዕሊ 135 ሺሕ መረፅቲ ድምፆም ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ክልላት መረፃ 121…