“ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝቕፅል ሰኑይ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ።
ሃገራዊ መረፃ ምስ ሓምለዋይ ልምዓት ብምውዳድ ሕብረተሰብ ጎድና…