ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ። እቲ እኽሊ ካብ ጅቡቲ ብምብጋስ ብቐጥታ ናብ መቐለ ኣዋሽ ተባሂሉ ዝፅዋዕ መኽዘን ክራገፍ እናተገበኦ ናብ ናይ ከልተ ሰባት መኽዘን እንትራገፍ ብመሰረት ሕብረተሰብ…
ቢዝነስ ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ። ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ፌዴራል ፀገም ፋይናንስ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምፍታሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ስልጠና ዝተውሃቦም ልዕሊ 1 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ምንፃፍ እምኒ ተዋፊሮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ስልጠና ዝተውሃቦም ልዕሊ 1 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ምንፃፍ እምኒ ከምዝተዋፈሩ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይላይ ገብረ ጊዮርጊስ ከመዝበልዎ፥ ካብ ዩንቨርስቲታትን ኮሌጃትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 ንምጅማር ናብ ከልል ደቡብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣምሪሖም። ስለዝኾነ ብብርኪ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ ኣጀሚሮም። ብተወሳኺ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 4 ሺሕን 400 ኩንታል ብሓገዝ ዝመፅአ ስርናይ ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝተረኸቡ ውልቀሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንዝተመዛበሉ ወገናት ብሓገዝ ዝቐረበ 4 ሺሕን 400 ኩንታል ስርናይ ኣየር ብኣየር ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝተረኸቡ ውልቀሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቢሮ ፀፅታ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ሓጋዚ ኮሚሽነር የማነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ኣሰናቢተን Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ከምዘሰናበታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ። ህንፀት እቶም ገዛውቲ ዘጀምሩ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሜጀር ጀነራል ብርሃኑ በቀለ፥ እቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝተውሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዙሓት ዘተሓሳስቡ ጉዳያት ኣብ ዘለዉሉ ኩነታት ዝካየድ ስለዝኾነ፥ ኩሎም ኣካላት ጎንፂ ክፈጥሩ ካብ ዝኽእሉ ተግባራትን መደረታትን ንኽቑጠቡን መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ብኣሃካብነት ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከምኡ እውን እቲ ጉዳይ ምስ ዝምልከቶም ሚኒስቴር ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ኢትዮጵያ ንድሕንነት ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ኣብ ኬንያ ናይ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብመዓርግ ምክትል ዋና ፀሓፊ ዳይሬክተር ጀነራል ምስ ዝኾና ሃዋ ባንጉራ ተዛቲዮም። ዳይሬክተር ጀነራል ሃዋ ባንጉራ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ናይ…