ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “የቐንየልና” ምልዕዓል ምርጫ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “የቐንየልና” ምልዕዓል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ መስቀል ኣደባባይ የሳልጥ ኣሎ።
ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ናብቲ ኣደባባይ ብምኻድ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ይሳተፉ ኣለዉ።
እዋናዊ ሓበሬታ…