ኢትዮጵያ ካብ ረሳሳሕ ነገራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንፍልፋል ብዝሰርሐቶ ስራሕ ኣብ 2021 ኣብ ውሽጢ ዝርዝር ብቴክኖሎጂ ቀዳሞት ዝኾና ሃገራት ተኻቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ረሳሕ ነገራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንፍልፋል ብዝሰርሐቶ ስራሕ ኣብ 2021 ኣብ ውሽጢ ዝርዝር ብቴክኖሎጂ ቀዳሞት ዝኾና ሃገራት ተኻቲታ።
ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽን ምቹው ኩነታት ንምፍጣር እናሰርሐቶ ትርከብ ኢትዮጵያ፥ ረሳሕ ናብ ኤሌክትሪክ ሓይሊ…