ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ጦር ምክልኻልን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ፌዴሪኢን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ሰነድ ኣዛዚ ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ሜጀር ጀኔራል ሃብታሙ ጥላሁንን ዋና ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኒኮላስ ቮን ኣርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መዛዘሚ ክትዕ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ፓርቲታት ፖለቲካ ብምዕዳም እናካየዶ ዝነበረ ክትዕ መዛዘሚ ኣካይዱ። እቲ ጣቢያ ፓርቲታት ፖለቲካ ብምዕዳም ትሽዓተ ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ክትዕ ንኸካይዱ ገይሩ ኢዩ፡፡ ብምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ለውጢ ብዓወት ንኽዛዘም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘለዉዎ ኮኖም ርብርብ ክገብሩ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ለውጢ ብዓወት ንኽዛዘም መናእሰይ ሓዊሱ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለዉዎ ኮኖም ርብርብ ክገብሩ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኤጀንሲ ዳያስፖራን ሚሲዮናት ፌዴሪኢን ብምትሕብባር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንነ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ሰልፊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮም ተግባራት ዝድግፍ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያ ዝተሰለፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንክጅመር ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብያተ ዕዮ ትምህርቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዘኽእሎም ብሙሉእነት ባይታ ከምዘይተመቻቸወሎም ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ዘተ ገሊፆም። ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብወገኑ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር ዘጋጥሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 326 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)326 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ንመበል 18 እዋን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ “ደም ብምልጋስ ህይወት ወገናት ንምቕፃል ንእተበርክትዎ ክቡር ውህብቶ ምስጋና አቕርብ” ኢለን። ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ፀሓይ ክዋፈሩ ምስ ዝደልዩ ኩባኒያታት ዘተ ቅድመ ኢንቨስትመንት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት ሓይሊ ፀሓይ ብሓባር ንምውፋር ድሌት ምስ ዘርአዩ ክልተ ኩባኒያታት ዘተ ቅድመ ኢንቨስትመንት ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ፡፡ እቶም ኩባኒያታት ደብሊዩ ኤስ ቢን ሶላር ስቶንን እንትኾኑ፥ መቐመጢኦም ኣብ ኣሜሪካ ሚኔሶታ ዝገበሩ ከምዝኾኑ ካብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ህፁፅ ረድኤትን ኩነታት ፀጥታን ዝከታተል ቤት ምኽሪ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ህፁፅ ረድኤትን ኩነታት ፀጥታን ዝከታተል ቤት ምኽሪ ፀጥታ ተጣይሹ፡፡ እቲ ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብቲ ክልል ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ስሉጣትን ተበፃሕቲን ንምግባር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምክትል ፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም መሓዉራት ፀፅታን ደሕንነትን ክልላትን ፌዴራልን እኹል ምድላው ከምዝተገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ደሕንነትን መረዳእታን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ግብረ ሓይሊ ፀፅታን…