ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ልዕሊ 640 ተዓዘብቲ መረፃ ከምዘዋፍር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ልዕሊ 640 ተዓዘብቲ መረፃ ከምዘዋፍር ኣፍሊጡ።
ብምዃኑ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ንተዓዘብቲ ስልጠናታት ከምዝሃበን ንተዓዘብቲ ዘድሊዩ ኣቑሑትን ካብ ቦርድ መረፃ ዝተውሃቦ ባጅ ምክፍፋል…