ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ደገፍ፥ “መነእሰይነተይ ንሃገረይ ኢትዮጵያ፤ ካርደይ ንብልፅግና” በዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ትምህርቲ ደሕንነት መገዲ ንኹሉ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ሚኒስቴር ትራንስፖርት ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናፍታሊ ቤኔት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፍታሊ ቤኔት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 13 ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃነ ኢዮም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ያኢር ላፒድ ድማ ተለዋጢ ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ ወፂኹም ድምፅኹም ሃቡ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምርጫን ሓምለዋይ ኣሰርን ዕላዊ ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀፃሊ ሰሙን ኢትዮጵያውያን ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ድምፅና ክንህብ ኢና፤ እዚ ምርጫ ኣብዛ ሃገር ንመፈለምታ እዋን ዝኸውን ናፃን ፍትሓዊን ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስቀል ኣደባባይ ኩሉ ዝራኸበሉ፣ ብዙሕ ታሪክ ዘሕለፈ ናይ ኩላትና ኣደባባይ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኣደባባይ ኩሉ ዝራኸበሉ፣ ብዙሕ ታሪክ ዘሕለፈ ናይ ኩላትና ኣደባባይ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነዚ ዝበሉ ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ እንትምርቑ ኢዩ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓደ ቢሊየን ክታበት ኮቪድ ክልግሳ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓደ ቢሊየን ክታበት ኮቪድ ንማዕበልቲ ሃገራት ንምልጋስ ተስማዕሚዐን። እቲ ሓገዝ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝወሃብ ከምዝኾነ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብሪሆም። እቲ 100 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሮጀክት ኣደባባይ መስቀልን ማዘጋጃ ቤትን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሮጀክት ኣደባባይ መስቀልን ማዘጋጃ ቤትን ይካየድ ኣሎ። ፕሮጀክት ማዘጋጃ ቤት - ኣደባባይ መስቀል፥ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ዝተሃነፀ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት 3 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ብ50 ሚትሮ ስፍሓት ዝተሰርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰና ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ገሊፆም፡፡ “ንዘብዒ ኢትዮጵያ ጠጠው ንበል” ብዝብል መሪሕ ቃል ግብረ ሓይሊ ዩናየትድ ኪንግደም ምስ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝተፈላለዩ ፓርቲታት ከባቢታት ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ነበርቲ ንፓርቲታት ከባቢታት ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም፡፡ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ ዞባታት ማእኸላይ፣ ምዕራብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ዝርከባ ናይ ወረዳ ከተማታት ከምኡ እውን ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ልምዓት ኣዊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህንፆም ሓፈሻዊ ህንፃ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ማሕበር ልምዓት ኣዊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህንፆም ማእኸል ባህሊን ሓፈሻዊ ህንፃ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። ኣተ ደመቀ መኮንን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ህዝቢ ኣዊ…