Fana: At a Speed of Life!

41 ዜጋታት ካብ ኦማን ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)41 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…

ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምህናፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምቕራፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ። ኣብ ክሊ ፅሬት ትምህርቲ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ዩንቨርስቲ ወሎ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ወሎ ዶ/ር ኣፀደ ተፈራ፥ ሓታቲን መሃዚን…

ሃገራት ጉጅለ 7 ክታበት ናይ ዝኾነ ለበዳ ኣብ ውሽጢ 100 መዓልታት ንኽዳሎ ዘኽእል ትልሚ ሓንፂፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ዘለዎም ፀጋታት ተጠቒሞም ከም ኮቪድ19 ዝኣመሰለ ዓለምለኻዊ ለበዳታት ዳግማይ ንኸይክሰት ንምክልኻል ዘኽእል  ተልሚ ሓንፂፆም። እቶም መራሕቲ ሎሚ ኣብ ዘካይድዎ ካልኣይ መዓልቲ ኣኼብኦም፥ ነቲ ዘውፅእዎ ትልሚን ክውሰድ ኣለዎ…

ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ሓድነት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ ኢሎም። ኣብ ክቢ ንነብር፣ ከቢብና ንበልዕ፣ ከቢብና ንደርፍ፣ ከቢብና ንበኪ፣ ኣብ…

መንግስቲ ቻይና ኣስታት 400 ሺሕ ዶላር ዝዋግኡ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣስታት 400 ሺሕ ዶላር ዝዋግኡ ሞት ህፃናትን ሕንጠያትን ንምክልኻል ዘኽእል ናውቲታት ሕክምና ንሚኒስቴር ጥዕና ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ኣብ  ክልል ትግራይን ደቡብን ኣብ ዝርከቡ ክልተ ዞባታት ዘለዉ ህፃናትን ሕንጠያትን ጥዕና ንምምሕያሽን…

ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ተሳቲፎም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…

ኣብ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣብ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቶም ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዝተሰርሐ ጥንኩር ምቁፅፃር ምንቅስቓስ ኮንትሮባንድ ልዑል ውፅኢት ክምዝገብ ከምዝተኽኣለ ተሓቢሩ፡፡…

ግድብ ህዳሰ ዘላቒ ረብሓ ኢትዮጵያ ንኸረጋግፅ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ክጠናኸር ይግባእ – ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ዘላቒ ረብሓ ኢትዮጵያ ንኸረጋግፅ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ክጠናኸር ይግባእ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ፀዊዖም። 9ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት…

ኣብ ወፃኢ ሃገራት እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰርን ልቢን ሓዊሱ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ጥራሕ እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሆስፒታል ሚሊኒየም ኮሌጅ ሕክምና ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ልዕሊ 160 ሺሕ ሰባት…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ልዝብ ተኻይዱ። ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ምስ…