ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ደቡብ ኣፍሪካ ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእሰርቲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ነበር ጃኮብ ዙማ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ይግለፅ ኣሎ።
ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት ድማ ነቶም ብሰኑይ ኣብ ሶዌቶ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ውራ …