ኢትዮጵያ ብመሪሕነት ሕብት ኣፍሪካ ዝካየድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንኽዛዘም ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመሪሕነት ሕብት ኣፍሪካ ዝካየድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንኽዛዘም ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡
ኣብ መግለፂ ድማ ኢትዮጵያ በቲ ሕብረት ኣቢሉ…