ፀገም ፀፅታ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ውፅኢቶም ነቲ ዝነበረ ፅዕንቶ ስነ ልቦና ተሓሳቢ ብዝገበረ መገዲ ክውሰን ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ውፅኢቶም ነቲ ዝነበረ ፅዕንቶ ስነ ልቦና ተሓሳቢ ብዝገበረ መገዲ ከምዝውሰን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ…