Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። የደብሊው ኤ ቢዝነስ ግሩፕ ዋና ስራ አስፈጻሚ እና የፋብሪካው ባለቤት አቶ ወርቁ አይተነው፤ ለመገናኛ ብዙሃን በሰጡት መግለጫ ፋብሪካው ከሃገር…

ቃል ምኽባርን ምፍፃምን ቁልፊ ተግባር ኣመራርሓ ለውጢ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ብቀዳማይ ሚኒወትር ኣቢይ ኣሕመድ ተመሪቑ ስራሕ ጀሚሩ። ኢትዮጵያ ካብ ደቃ፣ ታሪኻ፣ ባህላን ንደቃ ኣብ ምትዕራቕን ከምትርከብ፤ እዚ ድማ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዓል መዚ ምምሕዳር መገዲታት ዝተሃንፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። እቶም 24 ፕሮጀክትታት መገዲ ብሓፈሻ ልዕሊ 37 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓትን ንእግረኛ ዝኸውን መገዲን ሓዊሱ ካብ 6 ክሳብ 40…

ንፅገና መገዲ ዘገልግላ ማሽነሪታት ንክልላት ተኸፋፊለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ መገዲ ንፅገና መገዲ ዘገልግላ ማሽነሪታት ንክልላት ኣከፋፊሉ። እተን ማሽነሪታት ብ600 ሚሊየን ዝተዓደጋ ኢየን። ስለዝኾነ 21 ሎሚ እንትከፋፈላ ተወሰኽቲ 12 ማሽነሪታት እውን ኣብ ቀረባ መዓልቲ ክኣትዋ ኢየን ተባሂሉ። ክልላት…

ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፋብሪካ 2 ሚለየንን 372 ሺሕን ቶን ሽኮር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓፈሻ  13 ሺሕን 667 ሄክታር ብቃንጫ ሽኮር ዝለምዐ መሬት ዘለዎ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዓል መዚ ምምሕዳር መገዲታት ዝተሃንፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም። እቶም 24 ፕሮጀክትታት መገዲ ብሓፈሻ ልዕሊ 37 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓትን ንእግረኛ ዝኸውን መገዲን ሓዊሱ ካብ 6 ክሳብ 40…

ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ  70 ሚኢታዊ በፂሑ  – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ ግንጪ ህንፀቱ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ  ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጅክት ዝተሰመዖም ሓጎስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ህንፀት እቲ ግድብ ኣዝዩ…

ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ከምዘሎ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዩንቨርስቲ ጋምቤላ “ፅሬት፣ ኣግባብነት፣ ፍትሓውነትን ተበፃሕነትን…

ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብ ቀዳማይ ዙር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ከምኡውን ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ን4 ነጥቢ…

ናይጄርያ ትዊተር ንዘይተወሰነ እዋን ክትእግዶ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ናይጀርያ ትዊተር ኣብታ ሃገር ንዘይተወሰነ ግዜ ከወንዝፎ ምዃኑ ሚኒስትር ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳነ “ትዊተር ብተደጋጋሚ ሃለዋት ናይጀርያ ዝፈታተን ንጥፈታት ይካየደሉ ስለ ዘሎ’ዩ" ተባሂሉ። ትዊተር እቲ ትማሊ ዓርቢ ዝወጽአ መግለጺ…